Комментарии:
Bitcoin mining is it legal or scammer
ОтветитьWell explained Brhin. U r gifted. Much obliged
Ответить❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ответить👏🏾👏🏾 ተባረኽ 😊
Ответить8 billion, not trillion
ОтветитьNsen n America endhr tariff ente gerenala ke men yhse ane America thse mbelku
Ответитьየቀንየልና ስለ ትምህርትኻን ኣገላልጻኻን። ህዝቢ ዓለም ልዕሊ 8 ቢልዮን በጺሑ ኣሎ፡ 8 ትሪልዮን ኣይኮነን።
Ответитьእዚ ናይ BRICS ገንዘብ ከይዕወት ተኽእሎ አለዎ እቲ ምኽነያ ሕግን ስርዓት ተአማንነትን እዩ እቲ ቀንዲ ሮቃሒ
Ответить❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
Ok memhr goniche 😮
Ответитьንኣመሪካ ክሕግዞም እዩ ምክንያቱ እቲ ትካላት ናይ ኣመሪካ ስለ ዝኪነ ኣብ ኣመሪካ ከግዕዝዎ ይክእሉ ኢዮም ።
ካብ ናይ ብርኪስ ሃገራት ናብ ሃገሮም ይስሕብዎ ።
ግን እቲ ኣባልነት ከመይ ገርና ክንመልኦ ንእሹቶ ቪዶ ስርሓልና ብርሂንንን
Ответить🎉
Ответить👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽
Ответить❤❤❤❤❤❤❤❤
ОтветитьI don't think so BRICS they will be longest from now coz they are hate each other brin coz Indians and chances they're a lot off issues.
Ответить🎉❤🎉❤
Ответитьkind, and courteous pleasant explain bro
ОтветитьHow can I sign up membership
Ответитьኣነ ምስ ትንታነኻ ኣይሰማማዕን። ካልእ ከይወሰኽኩ እዘን ዝበልካየን 2 ትካላት [ተስላን ኣፕልን] እቲ ዘድልየን ንጥረ ነገር ናብ ኣመሪካ እንተዘይኣትዩ ከመይ ጌረን ከፍርያ ይኽእላ?
"እተን ሰደድ ዝገብራ ሃገራት ይህሰያ" ኢልካየን። እተን ትካላት ከ ? ብዘይቲ ንጥረ ነገር ይሰርሓ ድየን? 42 % ህዝቢ ዓለምና ኣብ ነንሕድሕዱ ክትዓዳደግ እንተጀሚሩ ናይ ኣመሪካ ናይ 400 ሚልዮን ህዝቢ ዕዳጋ እንተተረፎ እንታይ ከይጉዳእ?
ብኣንጻሩ ኣመሪካ ጥርናፈን ኣወዳድባን BRICS ድቃስ ስለዝኸልኣ ንክትበታትነን እያ እትጽዕር ዘላ። ኣካይዳ ናይ ባይደንን ፖሎቲካዊ ፍልስፍና ዝትሓወሶ ነይሩ ናይ ትራምፕ ድማ ኣብ ፖሎቲካ እንዶ ስለዘይብሉ ብቲ ዝኽእሎ ብቑጠባ ክቃለሰን ይብገስ ኣሎ።